Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final
Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final
New Eritrean Movie serie 2021 Hadanay part 16
subscribe now ➡️ defasts.info
"ROYAL HABESHA brings New Eritrean comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
New Eritrean Movie Serie 2021 Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final
WHRITTER AND DIRECTOR: WEGIHU FSIHATSION
PRODUCER: ROYAL HABESHA
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
Copyright © ROYAL HABESHA 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
© All rights reserved.
...................................Contact us……………………………
DEfasts: defasts.info
Facebook: Royal-Habesh…
#HADANAY #NewEritreanMovie2021 #Neweritreanfilm2021
#mebrahtomsolomun #mebrie #hadanaypart1 #hadanaypart16 #hadanayeritreanfilm #neweritreanfilm #bahlawifilm#neweritreanmovieserie2021#neweritreancomedy2021 #eritreanfilm #eritreanfilm2020 #hadanayeritreanmovie #hadanayeritreamovie #hadanayeritreancomedy#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #ROYALHABESHA
Am Vor 15 Tage
ሰላም ንዓኩም ይኩን ተኸታተልቲ ፊልም ሃዳናይ ን16 ክፋላት ክትከይድ ዝጸንሐት ኮይና ብዙሓት ተዓዘብቲ ክህልዉዋ ክኢሎም እዮም እዚ ክንብል ከለና ግን ባህላዊት ፊልም ብሙካናን ሒዛቶ ዘላ ዛንታ ውን ኣብ ሕብርተሰብና ዘሎ ባህሊ እቲ ዝጠቅመና ወግዒ ዓደቦ ንምዕቃብ እቲ ዘይጠቅመና ኣጉል ባህሊ ግን ከምዘይጠቅመና ኣለሊና ንክንውግዶ እዩ:: ብሕጂ ውን ባህላዊ ፊልምታት ብመሰረት ጠለብኩም ኣተኪርና ክንሰርሓሉ ኢና.... ፊልም ሃዳናይ ኣብ ግዜ ውሸባ ስለዝተሰርሐት ዝነበረ ናይ መጋዓዝያ ጸገማት ብሰንኪ ምንቅስቃስ ተሽከርከርቲ ዘይምንባሩ እሞ ድማ ዋላ ተረኪበን ብሕቡእ ናይቲ ጥበብ ፍቅሪ ስለዝነበረ ተዋሳእቲ ካብ ዝፈትውዎም ስድርኦምን ፈተውቶምን ክሳብ ውርሒ ዝኣክል ኣብ በረኻታት ወፊሮም ነዛ ፊልም ንክትስራሕ ዝገበርዎ መስዋእቲ ብቀሊል ዝግመት ኣይኮነን እሞ በዚ ኣጋጣሚ ከየመስገናዮም ክንሓልፍ ኣይንደልን:: ብዝነበረ ናይ ኣቀራርባ ምዱንጋያት ድማ በዝን ወድከምዝን ብምንባሩ ክንሕብረኩም ንፎቱ ባህላዊ ፊልም ክትሰርሕ ቀሊል ኣይኮነን ኣብ ከተማ ብሓደ መዓልቲ ክትሰርሖ ትክእል ኢኻ ንኣብነት ካብ ኣስመራ ጾሮና ወሪድካ ገለ ንብረት ክትርስዕ ኮለካ እሞ ሕሰብዎ ተሓቢእካ ወሪድካ ብናይ ጽዕነት መኪና ንክትምለስ ውሸባ ስለዝነበረ ነዳዲ ካበይ ይምጻእ? ጀነሬተር ትበላሸወካ ተሰኪምካያ ናበይ ክትከይድ ካብቲ በረካ? እዚ ካብቲ ኣብነታት እዩ እምበር ብዙሕ ነኣሽቱ ናይ ቴክኒካዊ ጸገማት ምስ ዘጋጥም ኣብ ከተማ እንተኮይኑ ናይ ፍርቂ ሰዓት ስራሕ እዩ ኣብ ገጠር ግን ናይ 2 መዓልቲ ምዱንጋይ እዩ:: ከምዚ ጌርካ ጉልበትን ንዋይን ኣፍሲስካ ከ ፍረጻማ ትረክበሉ ዶ ይመስለኩም ኣብ ዩትዩብ. ከምዚ ባህላዊ ክስራሕ ከሎ ናይቲ ጥበብ ፍቅርን ናይ ተዓዘብቲ ዕጋበትን ጥራይ እዩ ብወገን ደራሲ ይኩን ተዋሳእቲ ከምኡ ውን ኣፍረይቲ:: ስለዚ ኣብ መወዳእታ ክንብለኩም ንደሊ ስለቲ ተገዳስነትኩምን ኣዚና ነመስግን ኣብ መወዳእታ ዝነበረ ምዱንጋያት ከኣ ብዘይ ዝኮነ ምክንያት ከምዘይ ነበረ ክትርድኡልና ንላቦ:: ብሕጂ ውን ቻነልና ኣብ ባህላዊ ኣተኪራ ብዙሕ ዝሓዘቶ መደባት ኣሎ እሞ ናይ ትዓዘብታ ደገፍ ውን ስለዘድልያ: ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ መጻኢ መደባትና ተከታተልቲ ንክትኮኑ ብክብሪ ንዕድመኩም:: ምስ ናይ ሃዳናይ ተዋሳእቲ ኢንተቪው ከምኡ ውን ኣብ ቀረጻ ዝነበረ ሰሕቅን ወካዕካዕን ድማ ኣብ ቀረባ ግዜ ከነቅርበልኩም ሙካና በዚ ኣጋጣሚ ክነግረኩም ንፎቱ:: የቀንየልና እግዛብሄር ነዚ ወሪድና ዘሎ ሕማምን ኪናትን ይወድኣልና:: ❤️👑❤️ #Subscribe #like #and #share
Ajoku nfuat keman ketslwo eye zblkum Gn Afkire Aleku kabzom tewasaeti hade yaki I hope one day krekbom ykewni😭😭
Ab srahkum zegatemekum meshak negerat eba amxylna ms teamekum...weykea elal Ms tewasaeti
@Mikiale Hailay game over junta is dead wiz in Two week
ጽቡቅ ስራሕ ወጊሑ ፍስሓጼን ኩላትኩም ተዋሳእቲ ከኣ ብጣዕሚ ንፉዓት ብፍላይ ሰዓረ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ
Amen(3)🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🙏🙏🙏
👍👍👍
Ajojum znead srah❤❤❤
Mara btaemi tsubuk drama eyu nezi kbret yhabelna
Xbuk film😱😱🤯😤🦋🦋🦋🐳🐋🐬🦈🐧🦆
Bitami des tibel bixebuk tewedia deki eri qoxelewo
Nay bahaki tebatay filme derasin director wegihu anbesa i am proud of you 👏
ፖው ፊ ል ም ማለት
Menkr kelamitos halengay kkkkk
ኣብ ገጠራት ዝስራሕ ፊልምታት ብጣዕሚ ጻዕሪ ዝሓትትን ኣድካምን ስለ ዝኮነ ንዓና ንኣብ ስደት ንርከብ የሕዋትኩም እቲ ዘዕበየና ክቡር ባህልን ሕብረተሰብን ዓድና ኣብ ስደት ኮይንና ክንሪኦ ከለና ባህታ ይፈጥረልና ብዓቢኡ ከኣ ባህሊ ብመልክዕ ፊልም ተሰሪሑ ናብ ዝመጽእ ወለዶ ምስግጋር ስለዝኮነ ብዝገበርኩሞ ዝንኣድን ዝድነቅን ስራሕ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ subscribe ከኣ ገረልኩም ኣለኩ ንኣብ ስደት ዝርከብ ህዝብና ከኣ ብሰላም ንዓድና ተመሊስና ንሕጎሰሉ ግዜ ክመጽኣልና ይምነ
Happy ending!
♥️🇪🇷🇪🇷
Best flim 👍👍👍👍
baeee eti derfi newihu hemammmm
Nice nice kef zalwa dream
ናይ ሰዓረ ስብእነት እንታይ እዩ እንታይ ሰሪሑ በዓልቶም ብዝገለፅሉ እምበር
ሃዳናይ ኮይኑ ዘሎ ካራክተር,ከም ሽፍታ ዝዓይነቱ መጠን ብጣዓሚ ዚሒሉ,2ይ ጎተና ክህልዎ ይግብኦ 3ይ ፍጥነት ኣይነብሮን 4ይ ኣብ physically ሽፍታ ወይ ሓያል ንብሎ ምስ ጎተንኡ ኮይኑ ቅርጹ ድማ ከም ሓውሲ ሸጥ ዝበለ ክኸውን ኔርዎ።ንኣብነት ወዲ ነገደ(ኣማን ባድሻ) ከምኡ ውን ኣብ ሚለኑ ዝተዋስኣ ቲፋኖስ(በያን መሓመድ ኑር) ብዝያ ዳ ድማ ኣብ ኣዋጻጽኣ ቃላት ብ ቆራጽነትን ብነድርን ከውጽኦም ይግብኦ ነቶም ቃላት ከምኡ ውን ኣብ ክዳን ሸጥ ዝበለ ሓጺር ቁምጣ ምስ ጋምባለ ክገብር ኔርዎ።ተወሳኺ ኣብ ኣቃራርባ ሰባት ወላ ምስ ስድርኡ ብዙሕ ልዝብ ዘለዎ ክኸውን ኣይነበሮን ንኹሉ ብሓይሊ ጥራይ ዝደልዮ ክኸውን ኔርዎ።ሃዳናይ ግን ሃዳናይ ከም ምዃኑ መጠን ኣብ በረኻ ውን ክሓድር ብዙሕ ኣይራኣናዮን ዘለና፡ ከም ሃዳናይ ውን ዝኾነ ክሃድን ኣይራኣናዮን ። ምስ ስድርኡ ጽቡቕ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኔርዎ ቀልጢፉ ይምለስ ኔሩ።ሽፍታ ማለት ግን ልቡ ኣብ ደረቱ እዩ።ንዝኾነ ሰብ ድማ ቀልጢፉ ኣይሰምዕን,ዩ። ስለዚ ኣነ እዚ ክሳብ ሕጂ ኣብዚኣ ፊልም ኣይረኸብኩዎን ዘለኹ። ዓቢ ጉድለት ኮይኑ ረኺበዮ።ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሰርሕሉ ግዜ ናይ ቀደም ሰባት ማለት ዓበይቲ ኣባሕጎታትና ብዛዕባ ሃዳናይ እንታይ ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ ብዝግባእ ክትውከሱ ንምሕጸን። ኣጆኹም በርትዑ ክብለኩም ድማ ይፈቱ።
Aytideniguna thank you
መክር ጅግና ዋጣ ለሚድዋ
Lebam kigages merag'eti neygedif/ instead of kizareb.
Nay bhaki meharit drama,waza mis kumneger.Agul eminet newegdo,kulu ab tihti amlak eyu,gebarayni hadagayni nsu tirah eyu. God blessed you all!
ዋ ኣታ ኣብዛ ፊልም ዝንበረና ፍቅሪ ኮ ኣጥፊክሞ ናይድሓን ይግበሮ
Zi hadanays derfi abiwo kabti gibru. Kisab hiji zgebero yelen gn.....
መንክር ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣይ ቐፅለሉ።
Naybhaki Abi tmhrti agul emnet new nbelo bzeyka fetari Kali hayli zelewo yelen ❤️❤️❤️🙏
Great 👍 menker
Wegahta what u imean our culture man asks to women but not vise Versal any way in general it’s very good
Great job 👏 45:00 😂😂😂😂🤣🤣🤣
ኣቤት ክትጥዕም ዛፊልም
Menkr si enkae teweldkaa😜😜
🥰🥰
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
ጽብቅት ፊልሚ ከምዝ ካብዝ፡ዝበለጸ ንጽበ ከ ኣ
eway menkere mekrna zezrkeb neaka yeharm
xebuke serah behaki ezi kulu shgerte segirum kulu dekamat behaki ketmsegnu eiyu zegebakum
ርኢቶ አለኒ ኣብዛ ፊልም እዚ ክስቶ ሕዝዋ ክስቶ አጽዲፍዋ ዝብሃል አጉል ልምዲ እዩ፡ ጽቡቅ እቲ ዝቀትልን ዝምሕርን ሓደ አምላኽ እዩ፡ ግን ሓንቲ እንድሕር ቡዳ ሒዝዋ ስም ሰብ ትጠቅስ ማለት አነ ክስቶ እየ አብዚ ረኺበያ፡ ክቀትላ እየ ወዘተ. ይብሉ ግለ ብጎቦ ገለ ናብ ዒላ እና ኣተዋ ይሞታ እዚ ዳኣ እንታይ እዩ? እንታይ ኮይና ስም ሰብ ትጠቅስ እቶም ትፈልጡ ክተብርሁለይ ይደሊ
ከም መንክር ቃላሚጦስ ዝኮንኩም ኣበይ ኣለኩም😝😂
ATA halengai wedey 😂😂 kelamintos wedeyyy 🤣🤣🤣🤣🤣
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ባህላዊት ፍሊም መሃሪት እያ ቀጽልዎ እንተ ኾነ ግን እንዳ ደጎኹምና
Poor ending
ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጹቡቕ ስራሕ♥♥♥♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹🌹
ኣጆኹም ጥራይ ባህላዊ ፊልም ንዘንትእለት ዘይሃስስ ብምኻኑ ንባህሊ ዓደና ክዝንቶን ክበራበርን ትግብርዎ ዘለኹም ንደራስን ጀጋኑ ተዋሳእትን ልዕሊ ኣድናቆት ብዘይ ናትኩም ኣቅርቦትን ምህዞን ጥበብ ሃገርና ኮንቱ እዪ እሞ ኣብ ወጻኢ ንርከብ ዜጋታትኩም መንፈስና ተሓዲሱ ጥራይ ዘይ ኮነ ዳርጋ ዕለታዊ መግብና ፍርያት ጻዕሮኹም እዪ።✌️✌️👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😄😄😄😄😄😄
ዳራስን ተዋሳእትን መዋእልን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ተዋሶኦታት ጸቂጥቁም ክትደፍእሉን ብሕጂ እውን ደራሲ ወጊሑ ዝበለጸ ሕዝካልና ክትመጽእ ተጸበይቲ ኢና ።ንኹልኹም ብልቢ ነመስግነኩም ።
ኣታ እቲ መሰጋገሪ ሙዚቃ እንዳ ኣንዋሕክሞ ሕጽር እንተ ዘብልዎ ጽቡቕ ኔሩ
Ewae ata wegh ab klasical gzie atfiekayo
Kela ms resaenaya dikum tsedwo? Aqmi entezeyblkum film msrah zeytgedfwo?
እዚ ኣፈ ታሪኽ ሓቅኛ ምኻኑን ሃዳናይ ዝብሃል ከምዝነበረ ውን እፈልጥ። ብዝያዳ ጽቡቕ ኣቀራርባ ምኻኑ ከመስግን እፈቱ፡ ብዝያዳ ግን ክብሎ ዝደሊ ምሉእ ዛንታ ብምውሳድ ድዩ ተሰሪሑ ወላ ጫፍ ኣፈ ታሪኽ ብምሳድ ዩ ክፈልጥ ምደለኹ፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ፊልም ምሉእ ዛንታ ሃዳናይ ኣይንጻባረቅን፡ ገለ ካብቲ ንሱ ዝገንሮ ዝነበረ ጥራይ ዩ ተሰሪሑ ። እቲ ምንታይ ኣብ ታሪኽ ብዙሓት ሰብ ቅያን ታሪኽን ከምዘለዉ፡ ብመልክዕ ፊልም ክዝርጋሕ ከሎ ግን ኣብ ገለ ገለ ጉድለት ይግበር ዩ፡ ወይ ብፍላጥ ምጉዳል ይርአ፡ ስለዚ ነዚ ዛንታ ዝጸሓፍካን ዝደረስካን ምሉእ ኣፍልጦ እንተ ኣልዩካ ክትሕብረኒ እምሕጸን፡ ኣቅራቢ እዚ ቻነል ነዚ ጽሑፍ ኣንቢብካ ክትሓትትን ንዝያዳ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ወላ ብጽሑፍ እንተዝቀርብ ሓቀኛ ዛንታ ሃዳናይ ምደለኹ፡ በዚ ዝቀረበ ግን ምስ ጉድለቱ ኣመስጊነ፡ክብረት ይሃብኩም፡
Menkr ketlkaya 👍👍👍👍
Nay behaki film ❤️
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wewwwwwww
wellcome deqi eri መምህረይ ወጊሑ ከም ኩሉ ግዝየ ቡሉጽ ስራሕ ዝያዳ ቀጽሎ። ኩሉ ደለኩም ነገር ይርድአና ናይ መጉኣዝያ እዚ ኩሉ ሽግር ትሓልፍዎ ዘለኩም ሓደ ምዓልቲ ጻማኩም ትረክብሉ የምጽአልኩም ሃየ የሕዋት ላይክ ሸር ኣይንሕመቅ ኣይክፈሎን ነታባብዓዮም።
👍👍👍👍👍👍👍👍👍🍇🍇🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💙❤️💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💚💚💙💙❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kkklkk menkir temariku
Aseyyy menkrey shkor
Ajokum xamakum tikfelulu ruhuq aykikewinin u bitaemi ena nekbrekum ✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ብር ክንብል ሓጎስ ኣብ ጸበባ ዘለዉ ድማ ብርሃኑ ይሃበልና ደቂ ኤረይ ሪመይ
Menkirr und mebriy ❤
Bhekai bhekai xebuk serh
Nice one
Thans Every one
Tedenagiri Zebib do wallas Welela.?bzkone enqua dehan metsakum.
Thanks yehwat xibuk srah
Thank you Well done Camera men and editors were so incredible
Wawwwwww gele ayent nay behaqi tsebuk serah deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Mebrye & menkr abon wedn nay bhaki aymeslun ezom anabs
*woww btaemi xbkti srah deki Erey❤️we love you❤️enqae b selam srahkum afexemekum amlak*
Wegihu- Man of the year ስምዒተይ😭😭😭😭 ዝተንከፈት blxti film
Bayto adina kulu zey saana. Xbuq srah!!
Long time guys
Wow kemzi gerkum berbrwo tbahlna zebenawi nabzkedena yeblun enda amesgena ena
ታርክ ኣደቦና ማዓስ ኮን ተመልስና ካብ ስደት ንሩኦ (((((ባህልና ))) ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ረሳሕ ግን ዳሓን ንምለስ ንኸዉን 🇪🇷 ኤረይ ኣምላኽ ባሉ የቕልሎ ኣነስ ናፉቆት ናይ ኣደይ ወትሩ ምስ ሓዘንኩ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤረይ ሰላም በሉለይ 💯✅️👍🌹❤
Aesyyy dek.. eritr.,,yyy i Love you alle
Wawawaw my ga... Good jop
very good job deki ERi 10000000000000000000000000000000
kakkkkkk btaemi des tebl film ab kale film bkale srah
ብጣዓሚ ካብ ኣጃማምራ ክሳብ መፈጸምታ ትክክል ታሪክ ተዘንቱ ክብርን ጥዕናን ንኩልኩም ተሳተፍትን ተዋሳእትን ደቂ ኤረይ
welkom
Nay chograf msla entay. Weridkum???? tewesakit lebam kgage dea enber lebam kzareb aykonen waeeee
Film malet Bezi agatami memhrey neber kbri yhabka wegihu tesfation
ናይ ብሓቂ ክሳብ ትውድእ ብኣንክሮ ዝተከታተልክዋ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ፊልም። ጽቡቕ ስራሕ። ምስ ካልእ ትሕዝቶ ክትምለሱና ክኣ ንትስፎ። ዝክኣል እንተኮይኑስ እታ ደርፊ ድኣ ንበይና ዘትደግሙልና። GBU all
ሃዳናይ ብታእሚ ጽብቅቲ ፊልም እያ ክዕቀብ ዘለዎ ስራሕን ህርኩትናን መብርየ!! ናይ ካልኦት ውን ብመጠኑ።ኣክተር ሃደናይ ግን ኣይነበረን ኣብ ኣክሽን
ኩሉ ዘማልአት ባህላዊት ፊልም፡፡
Hi deki abeyti betami des tebel nay hagrna bablawi film eta zednekewa eya Gen nayza film drasi memher wegiho n menker abti kbesxho zgebo nsxebeyon zneberna aybsxahkayon ab zemesxie kalie filmetatakan dersetkan amemika ketserh Betesfa nesxeybeyeka zekone heto bezabay entelika kmelselka dlew eya thanks
Tsbkte temhirte eya kendey fukurt beduhur atahasasba teflaleyom yenbrulewu hizbe mes hizbe yegacho
btaemi henasitn mherawitin move
That's my favourite movie really 🤍💗🙏
ትደገም ትደገም ትደገም ዋይ እናናፈቕኩዋ ተወዲኣ ከምዚ ከማይ ዝናፍቓ እንተሎ ላይክ
KEWHI: Nezi misila ember hiwswos abilkayo: kurmaj baEla harimas baEla TiEwi eyu zibehal and lebam kigages meraEgeti neygedf eyu zibehal:
Way Ezi qelamitos wedeyy Mebrie Asli 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Wel come enda menkir
ተረድእናዮ ኣለና ወጊሑ ሓውና
Menkirino ba mara eye zifetwo bihafesha kea eza film des tibl
Nay bahki nifuat ajokum qexilwo
Kexlwobitami xibkiti
❤️🙏❤️
Bteami meharin azenagaien zkone medeb ena teazibna amlak n kufuena guhifu nab xbuq ymrhana selamin mhretin yewrdelna amen
😍😍😍😘😘😘👏👏👏🙋♂️🙋♂️🙋♂️
ኣንታ ጥዕም ግድፍ ኢንደሞ ኮይኑ ስራሕኩም ክትጅምሩ ኢንበር ክትውዱኡ ሪኢና ኣይንፈልጥን ምስ ረሳዕናዮ። ኢንዳ ኣምጻክሞ